Tesfalem Gebreslassie "ለሚነይ"/leminey/ 2024 traditional tigrigna music
HTML-код
- Опубликовано: 11 апр 2025
- Tesfalem g/slassie new ለሚነይⒸ copyright: ረብኩንሚድያ sebkun media
Any unauthorised use , copying or distribution is strictly prohibited
#fasika #fasika #music #furtishow #awdeamethabesha #eritreanmovie #eritrean...more
በጃኩም ሪኢኩም ኣይትውፅኡ ላይክ ኮሜንት ሼር ንግበረሉ ነዓና ጥቅሙ ተዘይ ተረአየና ንዕኡ ግን ጥቅሚ ኣለዎ እዩ 🙏🙏
ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
እወ ወደይ ንኸምዚኦም ዘየተባበዕና ንመን
Exactly ‼️
🎉❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ከምዚ ትክክለኛ ባህሊ ትግራይ ስርዓቱ ሓልዩ ንዝሰርሕ ኣርቲስት ነበረታትዕ ። ይበል ።
ፈቲና ጸሊእና ንፋቐር ኢና
ደቂ ትግራይ ጥዑም ሙዚቃ ጽቡቕ ኣተሓሕዛ ባህሊ ይበል
ሓውኹም ካብ 🇪🇷
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እታ ጥንታዊ ናይ አቦታትና ባህሊ ትግራይ ሓልኻ ስለ ዝሰራሖካዮ ክብሪ ይግባአካ ሓወይ ገራሚ ስራሕ
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤❤
mestewalit tigraweyti tehbo comment 👏
I love this ❤🇪🇷original Tigrinya kab naylezeben egerger derfi this by far 10000% perfect 👍👍👍👍
"እቲ ንጥበብ ክብረት ዝህብ፣ ክብረት'ዩ መዓርጉ"፣ ኣዚዩ ባህ ዝብል ባህልና ክብርናን ዝገልጽ ስራሕ፣ ክብረት ይሃባትኩምታ!
I am from Eritrea , waww i love this song , ur voice , and very slow Music ❤❤❤ 100% 100%
ናይ ዘን ክልተ ሰሙናት ቡሉፃት እቲ ሙዑሩግ ሁሩፍን ባህልናን ያታናን ዘጉልሓለይ ናትካን ናይ ሃለዋት ሓጎስን ዋውው ዓጊበልኩም❤❤❤🎉🎉❤❤
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤
ጥዕምቲ ባህላዊት ደርፊ። የቅንየልና ባህልና ንኸይጠፍእ ትገብርዎ ዘለኹም ፃዕሪ።
እዚ እዩ ናፊቅና ነይሪ አታ በዓል ፁቡቅ ድምፂ
ተስፋአለም ገብረስላሴ ❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉🎉
I'm from akle guzay ❤❤❤ i love that
ዋዉ ኣሰይ ይበል ህርመት ከበሮ ድምፂ ኣከዳድና ባህልና ኩሉ100% ተጋሩዋይ ሙሩፃት ዘርኢ💛❤👑🙏
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ ማዓረይ❤
እዋይ መዕበዲ እዮ.ሰውነትካሲ ዝኮነ ነገር ውርር የብለካ .ኡፍ ደስ ክብል ኩሉሙሉኩም ደስ ክብል ቀፅልሉ
ዋው ገራሚ ስራሕ እዩ ተስፉሸይ ኣበይ ኣለኩም ተጋሩዋይ ሃየ ነተባባዓዮ ነዚ ጅግና ሓውና❤💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ መዓረይ
❤❤❤🎉🎉
I have hope for our tardition, this guy deserves all the flowers. Raw and authentic ምቁር ናይ ባህሊ ጥብብ። keep it up. 🔥
I am from Erey but I love you and I love our culture be stronger 💪💪💪💪
Tesfalem Hawey bal xbuk weletey. Haftey ab gzie shgra zhagezkale 🙏Kab hawka 🇪🇷. Don't forget that
ግዴታይ እዩ ሰሜ ሐወይ 🎉🎉
@@semerehayelom6682 ግዴታይዩ ክብረተይ ሓወይ
ከምዚ እዩ ባህላዊ ደርፊ ማለት ፍርቃፍርቂ ዘይብሉ ምሉእ ብምሉእ ባህላዊ Bravo👏ተስፋኣለም❤❤❤
እሞ እቲ ከምዚ ዝበለ ብዝሕ ዘይረኤይ ንምንታይ ግን😢
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal ንደማመር 😊
ብጣዕሚ ናይ ቀደም ይመስል ዘለዎ ርጋዕታ አወዳድቃ ቃላት እሰይይይ❤ናሎሚ ተልሂት ድዩ ምድራብ ዘይፍለጥ ንፅግንፅግ እዩ
I'm from Eritrea 🇪🇷 I love tgray culture
ለቢመ ኢልካ ኢኻ ኮ ጺሒፍካያ እዚኣ ምስ ናትና እንታይ ፍልልይ ኣለዎ ኮይኑ እዩ ናይ ትግራይ culture ትብል ዘለኻ? ትግሪኛ እንተ ኮይካ ማለትተይ እየ
😂😂 ኤርትራን ትግራይን እንታይ እዩ ፍልልያት ዘለዎ ኮይኑ ኣይ
@@መዳቦይ from Eritrea eko eyu elu. Which means kaleot biherat alewu.
@@dc8625tigrigna tray eko aykonen zelo ab Eritrea. Etom 9 biher ab tigray tezhlwu maybe hade ena tbl.
All are the same
ደጋጊመ ተሰማዕኽዋስ ዘይትምኖ ብጣዕሚ ዝገርም ስራሕ!
ናይ ባሓቂ ስድራቤትካ መታዓቢትካ መረበትካ ተዘክር ጥዕምቲ ናይ ባህላዊ ደርፊ 🙏🙏🙏🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ
ትክክለኛ ናይ ተጋሩ ተልሂት ከበሮ ኮታስ እዚኣ እያ ባህልና ተጋሩዋይ የቐኒየልና ተስፍሽ
ኣኽኽኽ ኣየ ስደት ሰይ ከበሮ
🎉❤🎉❤ኣሰይ ይበል ድምጺ ቀጽሎ ካብ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉ኣድናቂት ኢየ።
ዋውውውው ተስፍሸይ ኣሰይ ዝባህልና ካብ ናይ ሎሚ ኣርቲስት ኢና ባሃልቲ ደርፊ ኢሎም ኣባላሽይ ሓግየምዎ እንድዮም ኣብ መጨረሻ ሓደ ክንዲ ሽሕ ረኪብና ተስፍሸይ 100/100 Tayger🤴ወድ ትግራይ🥰💊💥
እረ በስላሴ ቀደም ዘየናፍቅ ስራሕ ኣብቀደም ዘለና እምበር መሰለና🎉❤ተዓወት
ወለድና ትርእይ ኢሎምና!!
ህርመት ከቦሮኡ
ጠቃዒቱ
ስዕስዒቱ
ድምፁ እዋይ ንእዝኒ ይኹን ንዓይኒ መህረፍ🥺💊🌼🤗👑🕊🕊
ኣብ ሂወተይ ንመጀመርታ ግዜ ኣፈይ ሃህ ምስ በለ ከይተዓጸወ ዛ ደርፊ ተወዲኣ ❤❤❤❤
😂😂😂❤❤❤
ኣነውን
ተጋዳላይ ወ ስነ-ጥበባዊ ተስፋለም ገብረስላሴ፡ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ሒዝካልና መጺእኻ። የቐንየልና። ኣዮዃ ቀጽለሉ!
💙💛
ብዙሓት ተዋሳእቲ "ድራማ መስሓግ" ኣብ እዚ ትልሂት ኣለዉ . . . ንእዚ ደርፊ ፅቡቕ ግርማ ሞጎስ ኣልቢሶምዎ።👌🙏
መምህር ተዝኸውን ብጣዕሚ ጎበዝ ኢለ ምፈረምኩልካ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህላዊ ሙዚቃ
ቀፅለሉ ተስፍዋይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ባህልና ጥዑም❤❤❤❤
10x ሰሚዕኻዮን ሪኢኻዮን ዘይምነው ስራሕ❤❤❤❤🎉
የቐንየልና ክቡር ሓወይ🙏🙏
ንፉዕ ትግራዋይ ኢለካ አለኩ አነ❤😘
ብጥኣሚ ዝገርም ደርፊ ናቀደም ናተጋሩ ባህልና ከመይ ምንባሩ ኣሪዩና ንበረልና።
❤❤ድምፂ 100%❤❤
❤❤ዜማ 100%❤❤
❤❤ግጥሚ 100%❤❤
❤❤ኮቶሰ ታይ ክወፀኦ ባህሊና ምሉእ ብምሉእ የፀባርቕ❤❤❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ❤
ፅቡቕ ስራሕ ተስፍሸይ💎🤴❤
ባህልታትና ምስ ክብርታትና ይተዓቀብ ካብ ወሎዶ ናብ ወሎዶን ወሎዶታትን ካኣ ይሳጋገር። ብዘመናዊ ምዕባለ ምኽንያት ባህልና ኣቃሊልና ኣለና በፍላይ ደረፍቲ ሰለ'ዝኾነ ድማ ወድቅና ኣለና ሰለዚ #ኖርማል እዩ ምባል ገዲፍና እቲ ንሕማቅ ነውሪ'ዩ እናበለ ዘምፀና ባህልና ንዓቅብ
❤️⭐️💛
ተስፍሽ ለባም እንካዕ ብሰላም መፃእካ ዘሐወይ ብጣዕሚ ደስ ይብል ብባህሊ ዓድና ❤❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
❤️❤️❤️great job! Everything in this song /video is our Pure culture. Well presented 👌👌
❤❤❤❤❤ባህልና ጥዑም ፡ነዚ ክልተ ህዝቢ ሰላሙ የውርደሉ ናብ መንነቱ ክምለስ
ተስፍሸይ ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ ላይክ ሼር .S ገይርኩም ሕለፉ ናይ ባዕልኒ ነዐቢ ተስፍሸይ ጅግና ወዲ ትግራይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካ 💞💘👏
ጥዑም ደርፊ ተስፉሸይ ብጣዕሚ ንፉዕ ቀፅለሉ ዝሓወይ ዕበየልና
ኣቤት ደስ ክትብሉ ዓደይን ስድራይን መተዓቢተይን ናፊቐ ንብዓት ሲዑርኒ !
እንዳ መስሓግ ውን ናፊቕናኩም!
ዋው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ስራሕ ህድእ ዝበለ ምስ ጥዑም ድምፂ ሕዋስ ዘይብሉ ኩሉ ሙሉእ ንድሕሪት መሊስካና ብታሪክ እንፈልጦ ባህሊ ኣዘካኪርካና ተስፍሽ❤❤❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
wow! Thank you providing such amusing cultural song! Listning all day long.
Way tegaruway tsruyat alem men kam tegaru seb grma ybel serh tesfaalm hawna
selam ntigray adena🎉❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal በቃደማይ ደሚረኪኮ🥲
ይበለ ባህለይ ምጣዓሙ ክብሪ ይግበአካ ❤❤❤❤❤ሓወይ ጥበብካ ይሰስን
ብጣዕሚ ደስስስ ባሃሊ ከምዚ ሙሉእ ባህልና ሕዝካዮ ዘለካ ቀፅለሉ ተስፍሸይይይይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Love this so much! The exact and original culture of Tigray. Much respect!
Wow wow 👌 💯 Original culture of Tigray ❤ Keep it up
ዘን ኣዋልድ 💯 ምሩፃት
Amazing Traditional music ደስ በሃሊ ስራሕ እዩ ተስፍሽ Keep going 👍👍👍
ሰላምን ራህዋን ይፊጠረልና ደቅ ትግራይ ሸኾራት😮😊😊😊😊😊😊
ንድሕሪት መሊሱ ነቲ ውቁብ ባህሊ ትግርኛ ብግቡእ ዘንጸባርቕ ጥዑም ደርፊ።
What a combination of old and new! very very nice song!
I Really Love This Song ❤God job well
ይበል ስራሕ ናይ ወለድና ከይተበረዘ ተስፊት ወዲ ጅግና ተጋዳላይ ቀፅለሉ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ከምእትበፅሕ ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ አብ ባህሊ ዝተመስተት እየ ቀፅለሉ ብፍላይ አብ ባህሊ ምልላይ ዘለካ ተዋፋይነት ቀፅለሉ ❤
Broo thank you❤ ባህሊ ዓደቦ ብሉጽ ስራሕ። ግርም!
ዋው ደስ ክብል እዙ ባህሊ ኣብ ዓድና ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እንባ ብፍሉይ ንጥቀመሉ ን ንደርፎን እዩ ቀፅለሉ እዛ ጡሩንባ ግን ኣብ ተልሂትን ሳዕሲዒትን ብደንቢ ፍለይዋ ከምኡውን ብዙሕ ኣይተጠቀምኩምላን
ኣብ ኩልና እዩ ንሕና ማዓሸይ ይባሃል እቲ ፀዋታ ዋላ ኣብ ዓመቱ ኣብ እንዳሕማ ይድረፍ ጥዑም ነይሩ ጥዑም ከይበልናዮ ሓሊፉ😢 እግዚአብሔር ካብዚ ዝከፍኤ ኣየምፀአልና😢🤲
ምዕዳርስ ምዓደርክዋ ናይብሓቂ ጥበብ❤ ከምዚእዩ ግን ነተን ወዛራዝር አዳሊኻ ወዳት ሰላማዊ ሰልፊ ክንወጽእ ኢና ሕንግድ ዝበለ ስብአይ እዝኑ ደጊፈን ናይ ተስፋአልም እየን ዘምዕኦ።❤❤
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ግርም ዜሜ ባህልና ጥዑም ኩርዓት ተሰሚዑኒ የቕንየልና
“ሎሚንዬ ሎሚንዬ “ Awesome traditional Tigrigna music “as is” የዓኮ. Original and simply the best ever
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal ደሚረኪ ናዓይውን ደምሩኒ
ተስፉሸይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ
ቀፅለሉ መሉሱና ናብ ባህልና
ኣሰይይይ ምዛኑ ዝሓለዋ ላዛ ዘለዎ ኦርጅናል ባህልና ደስ ክብል ናይ ሎሚ ድኣ ጭንቅ ጭንቕ ድኣ ሉ ዘብልዎ እዚ ግን ይበል እለዮ ኣለኩ ትባረክ
ናይ ወለድና ❤❤❤❤ ሳዕስዒት ን ህርመት ኸበሮን
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉@@ትዕግስቲዩቱብCanal
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ተጋሩ + ትግርና ባህልና ክብርናን ሓቢርና ንዓቅብ ሓደ ዳ እንበር ኣይኮናን 2ተ ትግሪኛ ተጋሩ ❤❤❤❤❤
አሰይ ባህሊ ዓድና ጥዑም ቀፅለሉ ኩቡር ሓው❤❤
አሰይይይ ደሰሰሰሰ ዝብል ባህላዊ ደርፊ ናይ ቀደም ናይ ወለድና ዘመን ዘነበረ ይመሰል ቀፅልሉ በርቱዑልና❤❤❤❤
ኣሰይ እንኮዕ ብሰላም መፀካ ተሰፍሸይ ቱናይ ቀደም ባህልና ኣብዙይ ኣሎ😘♥️
እዚ እዩ ናፍቅና ነይሪ እታ በዓል ፅቡቅ. ድምፂ
ተስፍ አለም ገብረስላሴ❤❤❤❤❤❤❤
ኣታ ኣበራታትዕዎ ማ እተው ኩላትኩም ዙ ፅሩይ መንእሰይ ንኻልኣይ ጊዘ መፅየ ይሰምዓ ኣለኹ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ኣሰይ ዘመና ይመልሰልና ርግዕ ዝበለ ኣታሃራርማ ❤❤❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
Nice music ❤
Dase zeble music nay behaki tigrigna bahlwe music ajoka katselo ❤❤❤❤
ደስስስ ዝብል ባሃሊ አርትስ ተስፋአለም ሓወይ ደቅ ዓደይ ላይክ እና ከምንት ሽር አይተፈለይወ ክብራት ተካታትልቲ ከምዚ እናገብርና አሕወትናን ደቅዓድናን ነተባብዕዮም (ብሽም /ለሚነይ👍ሳስክራይብ ግበርለይ ክብራተይ 🙏
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
Wonderful Traditional song with the Beautiful people 🥰🥰🥰❤️❤️😍😍✊✊✊✌️✌️
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤
Waw ገራሚ ስራሕ ባህልና ፅሩይ መንነትና 💛❤❤❤
❤❤❤❤❤ዋው ናይ ቐደም ደርፊ ይጥዕም ርግእ ልዝብ ዝበለ ይበል ድምፂ ሳዕሲዒት ዜማ ግጥሚ🎉🎉
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ቀደም ባህሊ ዓድና ከምኡ ጊርኩም መልሱልና ❤❤❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
Thank you for the lovely cultural show. ለሚንየ ለሚንየ። ናይ ቀደም ደርፊ
ተስፍሸይ ኣዝዩ ዝገርም ስራሕ ከም ትፅቢተይ ኮይኑ
ብጣዕሚ የቐንየልና🙏
Everything about this song is Beautiful 😻 keep it up
Wawww🎉 ደሰሰሰ ዝብል ሰራሕ ተሰፊሸይ #ባህልና ጥዑም ❤❤❤❤❤🥰🌹🔥💐🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌿🌾🌸🌼☘️🍀ሰናይ በዓል ቅንያት #ኣሸንዳን ሩሑሰ ሓድሸ ዓመትን ይግበርልና ደቂ ዓደይ መዓረይ 💋🌹🔥🔥🔥🔥🔥🔥🌷🥀💋🌺
Ooh Wow! Amazing son my Golden ppl 🥰🥰🥰🥰❤️❤️😍😍❤️✊✊✌️✌️✌️
ናይ ቀደም ዝፈትዋ ደርፊ መኽበር ባህሉ መምህር ናይ ትግርኛ ክቡር ዶክተር ስነ ጥበባውን ኪሬስ ኣለማዮ እየ ለድንቅ ❤ ሓወይ ናተይ ብጥዕሚ ደስ ባሃሊ ሰርሕ ናብ ቀደመ ምሊስካና ዉሕልና ዝመልኦ ቡሊጽ ደርፈ ❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ ምቅርተ ሓፍተይ❤🙏
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራ i love everything about your work nice job ....🎉🎉 keep it up brother... you own style and confidence ... its all about our culture ትግራውነት
ተስፉሸይ ላባም መክበሪ ባህሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህሊ ወዲ ሪመይ 💕💕💕
ዋውው ባህልና ተዓወት ❤️❤️❤️❤️
ዋውው ደስ ዝብል ናይ ወለድና ባህሊ ዓድና ዘዛኻኽር ደስ ክብል ዝባህልና ❤❤🥰🥰🥰
I have listened it more than ten times. Great work.
እሰይ ተስፍሽ ሓውና ቀፅለሉ 👍እዚ ናይ ትግራይ❤💛 ወለድና ደስ ክብል እኮ ልድሕርት መልስካና
What a music 🎧 I am feeling my heartbeat with the keboro
ብፃይ ተስፋአለም ቀፅለሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ሰሪሕኻ
Wow! the arrangement of music, drum, and dancers are extremely typical cultural & unique❤🙏
Thank you Tesfaleem 🙏
ይበል ስራሕ ቀፅለሉ ዝሓወይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ባህልና ጥዕም❤
back to my childhood.... the exact Tigray culture!!!
wow nice job tesfalem💛❤👌
❤❤❤❤ቀፅለሉ ወድኖ ሓሪፍ ስራሕ 👏👏👏👏
ኩሉ ስራሕኻ ፉሉይን ሰሓብን እዩ ❤❤ እቲ ባህልና ቁልጭ ኣቢልካዮ ተስፍሽ ❤❤
What a lovely music ❤❤ thank you with beautiful culture
እንኳዕ ድሓን መጻካ ተስፊተይ ጅግና❤🎉❤🎉ደስ ዝብል ስራሕ ባህልና ዘማእከለ😊ሰይይ ደቂ ሩባይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤👌😘ቀጽለሉ ተስፊሸይ
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤